4. Eritrea 2019፡ TOP 10 Most Influential: ኤርትራ 2019፡ ብሉጻት 10 ጸለዉቲ ሰባት: NationalEr Interest Rate
Description
10. Yonas Mhreteab Minas/ዮናስ ምሕረትኣብ
ማይናስ
Comedian, Film & Music Director,
Short Film Writer
ኮመዲያን፡ ናይ ሙዚቃን ፊልም ዳይረክተርን፡ ደራሲ
ሓጸርቲ ፊልም፡
ምኽኒያት፡ ተሸላሚ ሽልማት "ሻሞት"፡ ብሉጽ ዳይረክተር፡
ኣብ ርእሲ እቲ ልሙድ ብሉጻት ኮሜድያዊ ስርሓቱ፡
ኣብ ብዙሓት ዝፈረያ ህቡባት ደርፍታት ሃገርና፡ ከም
ዳይረክቶር ኮይኑ ብዝዓየዮ ዉጽኢታዊ ስራሕ። ንኣብነት፡ ኣብ ናይ ቀላኣብ "ዘይ ማልሰይ"፡ "ጎነይ" ናይ ኣብራሃም፡ ካልኦትን።
9. Mosana Debesay/ሞሳና ደበሳይ
First Woman Cyclist, Team Servetto Stradalli
Alurecycling,
ቀዳመይቲ ፕሮፈሽናል ተቀዳዳሚት ክለብ ሰርቬቶ
ስትራደሊ ኣሉረሳይክሊን፡
Milano, Italy
ምኽኒያት፡ ቀዳመይቲ ፕሮፈሽናል ተቀዳዳሚት ብሽግለታ
ኤርትራ ኣብ ኢጣላውያት ክለብ ሰርቬቶ ስትራደሊ
ኣሉረሳይክሊን፡ ሻምፒዮን ኤርትራ 2019፡ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ
ኢትዮጲያ 2019፡
8. Robiel Tesfamchael/ሮቤል ተስፋሚኬኤል
Young Mid Field Football Player, Capiten of
Red Sea Camels, National Team,
መንእሰይ ኣካፋፋሊ ማእከል ሜዳ ኩዑሶ እግሪ፡ ሓለቃ
ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ኣግማል ቀይሕ-ባሕሪ፡
Asmara, Eritrea
ምኽኒያት፡ ብሉጽ ተጻዋታይ ሴካፋ 2019፡ ንሃገራዊት
ጋንትኡ መሪሑ፡ ሓንሳብ ሳልሳይ ደረጃ፡ ጸኒሑ ድማ ካልኣይ
ደረጃ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ተኸታተልቲ ናይ ደረጃ ዕድመ ከብጽሓ
ምክኣሉ፡ ኪኖ ኣካላዊ ብቅዓት፡ ምልክተ ኩዑሶ፡ ኣእምራዊ
ብስለት ዝዉንን መንእሰይ ብምኳኑ፡ ነታ ሃገራዊት ጋንታ
መሪሑ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ትጽቡት ይግበረሉ።
7. Sulieman Abebe/ሱሌማን ዓበ
Journalist, Novelist, Autor
ጋዜጠኛ፡ ተራኺ፡ ደራሲ፡
Asmara, Eritrea
ምኽኒያት፡ ኣብ ርእሲ ንቡር ናይ ጋዜጠንኘት ስርሑ፡ ንቋንቃ
ትግራይት ናይ ምምዕባል ጻዕሩ፡ ኣብ መላእ ሃገር ጽቡቕ
ሸፈነ ዘለዎ መደባት ሓፈሻዊ ፍልጠት "ጀግረ መዓሉማት
ዓም"፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን "የኑረቢ ማህደር" ዉን ብቋንቃ
ትግረ ኣብ ምትርጓማ ይርከብ።
6. Merhawi Kudus/መርሃዊ ቁዱስ
Professional Cyclists, Astana Pro Team,
ፕሮፈሽናል ተቀዳዳማይ ብሽግለታ ኣብ ክለብ ኣስታና፡
Astana, Kazagistan
ምኽኒያት፡ ሻምፒዮን ኤርትራ 2019፡ ብጫ ማሊያ ዙር
ሩዋንዳ 2019፡ ካልኣይ ዝበለጸ ተቀዳዳማይ ኣብ ኣፍሪቃ
2019፡ ካልእ ዓበይትን ንኣሽቱን ዓወታት ኣብ ዝተፈላለዩ
ኣህጉራዊ መድረኻት።
5. Ghidewon Musa Aron/ጊደዎን ሙሳ ኣሮን
Photo Journalist, Reporter
ናይ ስእሊ ጋዜጠኛ (ሳኣላይ)፡ ወሃቢ ዜና፡
Asmara, Eritrea
ምኽኒያት፡ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገርና ኤርትራን፡ ካብ ሃገር
ወጻእን እንዳተንቀሳቀሰ እዋናዊ ብሉጻት ኣሳእልን ሓጺር
ዜናን፡ ንሕብረተሰቡ ብጽቡቓት ኣሳእል ጽቡቕ ሕብሪ ክለኪ
ምኽኣሉ፡ ሞያዊን ዲሲፕልናዉን ኣብ ስርሑ፡ ኣብነታዊ ይገብሮ።
4. Aklilu Tesfatsien/ኣክሊሉ ተስፋጼን
Song Writer, Poet, Director, Artist
ጸሓፊ፡ ደራሲ፡ ገጣማይ፡ ስነ-ጥበባዊ፡
Asmara, Eritrea
ምኽኒያት፡ ኪኖ እቲ ኣብ ንቡር ስነ-ጥበባዊ ስርሓቱ ዝከያድዶ
ንጥፈታት፡ ሕብረተሰብ ንምንቅቃሕ፡ ምንባብ ንምትብባዕ
ሞራልን ማሕበራዊ እምነት ንምድራዕን፡ ንዘካይዶ ዘይሕለል
ኣበርክቶ፡ ጸለዉቲ ጽሑፋት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ካልእን
3. Amanuel Alazar/ኣማኒኤል ኣልኣዛር
Journalist, Sport Analysit, Autor
ጋዜጣኛ፡ ተንታኒ ስፖርት፡ ደራሲ
Asmara, Eritrea
ምኽኒያት፡ ኣብ ኩሉ ስፖርታዊ ንጥፈታት ሃገርና ብዝነበሮን
ዘለዎን ደፋኢ ተራ፡ ካብኡ ሓኪፉ ዉን ኣብ 2019 ካብ
ሚኒስትሪ ዜና ብወግዒ ተፋኒዩ ክንሱ፡ ንስፖርት ሃገር ብሓፈሻ
ንኩዑሶ እግሪ ድማ ብፍላይ ንምዕባይ......ኣብ ፈይስቡክ ይቅጽል፡
Go to፡www.facebook.com/NationalErInterest
#NationalEr #Interest #Rate
Comments